ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ

ቁፅሪዕ/ፋ/ን/ም/ር/5071/17 

ዕለት17/03/17ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፎርድ መኪና ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ክወዳደር ስለ ዝደለየ ከትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከሳተፍ (ክዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ

➢ ንግብረ ከፈልቲ ዝውሃብ መለለዪ ቁፅሪ /TI/ ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፡፡

➢ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዋ

➢ በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 17/03/7ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/03/17ዓ/ም

➢ ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፡፡

➢ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 19/03/17ዓ/ም ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ ስዓት 4፡30 ይኸፈት፡፡

➢ ፕሮፎርማ እንትኸፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተተረኺቡ ይምረፅ፡፡

➢ እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55