ዕለት 03/03/2017 ዓ/ም
ቑፅሪ ኤ/ስ/ወ/ኩ/2670/ዕ/ፋ/ን/ም/
ቑፅሪ‐ፕሮፎርማ_003/2017
ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ምዝገባ ወ/ኩነት ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፦
ቁ | ዝርዝር ንብረት/መግለፂ Describition | መለክዒ Measurm | በዝሒ Quantity | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|
Mark-2 ቶዮታ ላንድ ክሮዘር | |||||
1 | ፊልትሮ ዘይቲ | 90915-30002 | Pes | 06 | |
2 | ፊልተሮ ናፍጣ | 23390-51070 | Pes | 03 | |
3 | ኣየር ኪሊነር | 17801-61030 | Pes | 01 | |
Nissan D22 ኒሳን ዳብል ጋቢና | |||||
4 | ፊልትሮ ዘይቲ | A5208-W1193 | Pes | 03 | |
5 | ፊልተሮ ናፍጣ ፕራይመሪ | 16405-25A10 | Pes | 03 | |
6 | ፊልተ ናፍጣ ሰከንደሪ | 16405-25A00 | Pes | 03 | |
7 | ኣየር ኪሊነር | 16546-VN51A | Pes | 01 | |
8 | ካፕ ኣሰይ ኦይል | 15255-1GZOA | Pes | 01 | |
LAN 25L ቶዮታ ሃይላክስ ዳብል ጋቢና | |||||
9 | ፊልትሮ ዘይቲ | 15600-41010 | Pes | 03 | |
10 | ፊልትሮ ናፍጣ | 23390-01010 | Pes | 03 |
መምርሒ፦
➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዩ ቁፅሪ(TIN) ዘለዎም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝኽእሉ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/03/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኾይኑ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጀንሲ ኣታዊ ምስኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 05/03/2017 ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ ሰዓት 10:30 ድማ ይኸፈት::
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ። እዚ ፕሮፎርማ ዝመልእ ኣካል ኣብ መከዝን ምህላዉ ከረጋግፅ ኣለዎ። ንብረት ኣታዊ ዝኸዉንን ክፍሊት ዝፍፀምን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ኮይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን::
➢ እቲ ኤጀንሲ ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ዝገብር ምዃኑ
የፍልጥ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ፡፡
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ወይዘር ህንፃ _ ኣብ 4ይ ደብሪ ቁ-16 እዩ።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ 'ዩ:: ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-32-54 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።