ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ

2 ወርሓዊ ተወሳኬ እሴት ታክስን ወረቀት ምስክር መቅረባይነት 2008 ዓ/ም ዘመላእኩም ሕጋዊያን ተወዳደርቲ ዘይምለስ 20 ቅርሺ እናከፈልኩም እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 18/08/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 3/9/2008 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ቁፅሪ ክፍሊ 6 ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ኢኩም

3 እቲ ጨረታ 3/9/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ቁፅሪ ክፍሊ 6 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ወይድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344450607 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል