1 ሕጋዊ ዝኮን በቢዘርፉ ዝገልፅ ዘለኩም ናይ 2017 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም
2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ፋይናንስን መቅረባይ ዘለኩምን
3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይድም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ
4 ቲን ሰርተፊኬት ዘለኩም
5 ሕጋዊ ዝኮነ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል
6 ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዘርዝር ሰነድ ብምትሓ ዝዓሺግኩም ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ
7 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝከዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ ብ ስፒኦ 7000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንመሳርሒ ህንፃ ንኣቅሑት ፅሬትን : ከምእዉን ንኤሌክትሮኒክስን ንቀወምቲ ንብረታት ንተሽከርከርትን ድማ 15000 ቅርሺ ክተትሕዙ እትክእሉ
8 እቲ ንብረት ብናይ ባዕለኩም መጎዓዝያ ኣብ ዝሐፀረ መዓልቲ ናብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ንብረት ክፍሊ መፂእኩም ብባዕልኩም ወይ ብሐጋዊ ወኪልኩም ክተርክቡ እትክእልን
9 ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ድሕሪ ናይ ቅሬታ ግዜ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ እትክእሉን ካብ ዘሸነፍክሞ ጠቅላላ ዋጋ ብጥር ገንዘብ ወይ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ስፒኦ ወይ ቼክ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ክተትሕዙ እትክእሉ
10 ሰዓራይ ነጋዳይ ካብቲ ዝተቀመጠ መዓልቲ ወይ ዕለት ገደብ እንተሕሊፎም ኣብ ዉሽጢ ሐደ መዓልቲ 0.1ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓርዎ ንብረት ዝቅፅዑ ኮይኖም ንናይ መቅፃዓት መጠን ካብ ዝሰዓርዎ ንላዕሊ 10 ሚእታዊ እንተኮይኑ ዉዕሊ ፈፃሚ ኣካል ዉዕሊ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
11ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 200 ብምክፋል በቢዘርፉ ኣብ ከተማ ሸራሮ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጀጋ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ካልኣይ ደብሪ ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ክትወስዱ ትክእሉ
12ነድ ጨረታ ካብ 1/3/2017 ዓም ክሳብ 15/3/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ክትወሰዱ ትክእሉ ኢኩም
13 ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 16/3/2017 ዓም ሰዓት 4፡00 ረፋድ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት ሰዓት 4፡30 ይከዉን
14 ናይ ሕድሕድ ንብረት ዋጋ ኣብ ናይ ባዕልና መቅረቢ ዝርዝር ሰዳቃ ጥራሕ ዝምላእ ኮይኑ ኣብ ነፀላን ዋጋ ጠቅላላ ዋጋን አፈላላይ ክህልዎ የብሉን ብተወሳኪ ኣብ ምምላእ ዋጋ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዉ ኣይግባእን ናይ ባዕልካ መብርሂ መቅማጥ እዉን ኣይፈቀድን
15 ዝኮ ተጫራታይ ምዉንባድን ምጭብርባርን እንተፈቲኑ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን
16 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914778526 / 0932037540 / 0930608057