ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ቑ/ፕሮ- 11

ቑፅሪ ዕከንም 686/2-3/1/01 

ዕስት- 22/02/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝስዕብ ናይ መስተንገዶ ናይ ሕትመትን ናደ መኪና መስዋወጢ ኣቅሑትን ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ  ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደስየ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብስ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሹ _ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሲሕኩም ብፖስታ ሽኩም ካብ ዕስት ካብ ዕለት 22/02/17 ዓ.ምክሳብ 26/02/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ከፍሲ 3-18 ምቅራብ ይገባሽ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 27/02/2017ዓ/ም ስዓት 3፡30 ዝኽፈት ምዃና ንገስፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ ማዓስቲ ብናይ ባዕሱ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ አስዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ክተርክበትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ደገባሽ ሳዓራዴ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስእላሽ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ጩድድር ወፃኢ ይገበር ንዝደስ ሓበሬታ ብለካስ ወይ በሰስኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካለስ

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምልከታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሱ መዓልቲ ጀሚሩ ንረተ ስራሕ መዓልቲ መዓስትታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምስ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ዝምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅአኩም ውሰዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ሩይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰስ

ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳዴ/ዕ/ሩ ደ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን

ብሙስእ ወይ ብኸሩስ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስበ እዩ፣፣