Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ንዳይሬክቶሬት ቐረብ መስኖ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ነዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ቑናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description)መፍለይ ቑፅሪ/Spefcationመፀቐኒ (Unit)በዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ንእሽተይ መስታወሻቑፅሪ200
2ሰማያዊ ስክርቢቶሳምፕል መሰረትቑፅሪ200
3ቻርት ፈልፕተገንፃሊቑፅሪ20
4ባርከርንእሽተይቑፅሪ10

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን /TIN/ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት፣ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡ እቲዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረእእንተኮይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ(ቅጥዒ) አብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝን ‚መራገፍን ናብ ቢሮ ማይ ኢነርጂን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።

5. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ፡፡

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/02/2017ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/02/2017ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይኽእሉ፡፡

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 13 ዝርኸብ ይኸፈት፡፡

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914138905/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ ::