ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | ኮምፒተር ቀለም | 05ል | ቁፅሪ | 30 | ||
2 | ኮምፒተር ቀለም | 151A | ቁፅሪ | 30 | ||
3 | ኮምፒተር ቀለም | TK 3100 | ቁፅሪ | 10 | ||
4 | ናይ ሙያ ፍቃድ ወረቀት ሬጉድ | A4 502 180G | ብደስጣ | 100 | ||
5 | ናይ ኮምፒዊተር ወረቀት | A4 SIZ 80G | ብደስጣ | 25 | ||
6 | ኡሁ በዓል 10 ዝሕዝ | 10 ዝሕዝ | ጋኬት | 20 | ||
7 | እስቴፕልስ ሽቦ ንእሽተን | 24/6 10 ፖኬት ኣብ ባኮ ዝሕዝ | ባኮ | 10 | ||
8 | ፕላስተር ሸራ | ረጉድ | ብቁፅሪ | 10 | ||
9 | ቢሮ እስክሪብቶ | ብሳምፕል | ብፓኬት | 10 | ||
10 | ቢሮ እስክሪብቶ ቀይሕ | ብሳምፕል | ብፓኬት | 10 | ||
11 | ማህተም ቀለም | ቁፅሪ | 20 | |||
12 | ዲቫይደር | ብሳምፕል | ቁፅሪ | 10 | ||
13 | ፍላሽ | 32 ጃቢ | ቁፅሪ | 15 | ||
14 | ሃርድ ዲስክ | 500 ጂቢ. | ቁፅሪ | 5 | ||
15 | ካኪ ፖስታ | ማእኸላይ | ቁፅሪ | 5 | ||
16 | ፕሮቶኮል | ዓብይ | ብቁፅሪ | 20 | ||
17 | ክላሰር | 25 ማ ናይ ወፃኢ | ብቁዕሪ | 30 |
እንክተሎም መምርሒ
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 20/02/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 22/2/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 22/02/2017 ሰዓት 9፡30 ይኽፈት:
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::