ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ሰነዳት ሕትመት ከስርሕ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
P.R | ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
36084 | 1 | Bin card | sample | pcs | 10000 | |||
2 | site store Issue Voucher | sample | pad | 100 | ||||
3 | site store Requisition Voucher | sample | pad | 100 | ||||
4 | Inter StoreTranfer Receiving voucher | sample | pad | 70 | ||||
5 | purchase Requisition Voucher | sample | pad | 100 | ||||
6 | Store Requisition Voucher | sample | pad | 100 | ||||
7 | Get pass | sample | pad | 50 | ||||
8 | Requisition (fuel & Oil) | sample | pad | 50 | ||||
9 | Store Return Voucher | sample | pad | 30 | ||||
10 | Fixed Asset Return Voucher | sample | pad | 30 |
– ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።
– እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።
– ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።
– ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓጺጉ ክመፅእ ኣለዎ።
– ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 14/02/2017 –18/02/2017ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 6:30 እዩ።
ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይኸውን ።
– ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 /0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።