ናይ 2017 ዓ/ም ምልክታ /ፕሮፎርማ
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ህንፃ መሳረሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ፦
1. ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም
2. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል
እንክተሎም መምርሒ
➢ ዋጋ መሊኡ ዝተወዳዳረ መቅረባይ እንተስዒሩ ኣብ ዝተብሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ ።
➢ ተወዳደርቲ እትጫረቅሉ ዶክሜንት ብፖስታብምዕሻግ ካብ ዕለት 13/02/17----- 17/02/17 ዓ/ም ምሃብ ትክእሉ ።
➢ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 17/02/17 ቅድሚ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይከፈት፡
➢ ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ምስ ተከፈተ 7 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይከዉን ።
➢ ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ኣታዊ ይገብር ፡
➢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ ።
➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ /ፕሮፎርማ / ከም ዉዕሊ የግልግል 1
➢ ቢሮ ማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን ።
ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ነጠላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
01 | ቴንድኖ | በዓል 16 | ብቁፅሪ | 04 | ||
02 | ቴንድኖ | በዓል 12 | ብቁፅሪ | 15 | ||
03 | ቴንድኖ | በዓል 8 | ብቁፅሪ | 21 | ||
04 | ሽዎ | ኪሎ | 10 | |||
05 | ሚስማር | በዓል12 | ኪሎ | 10 | ||
6 | ሚስማር | በዓል 1ዐ | ኪሎ | 10 | ||
7 | ሚስማር | በዓል 8 | ኪሎ | 05 | ||
B | ሚስማር | በዓልቲ 6 | ኪሎ | 05 | ||
9 | ሲሚንቶ | 2ይ ደረጃ | ብኩንታል | 22 |