ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም

በዚ መሰረት

1 ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ናይ ዘመኑ ንግዲ ፈቃድ ዘሐደስኩምን::

2 ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎÂ

3 ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ መጋቢት 2008 ዓ/ም ዘፍለጥኩምን ::

4 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ እንትንዕድም

5 ተጫረቲ Â እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 14/08/2008 ዓ/ም ጀሚርኩም ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ክሳብ 19/02/2008 ዓ/ም ዓም ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ኣሕፈሮም ይካአል

6 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ/ 5000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ክተእትዉ ትክእሉ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 1/9/2008 ዓ/ም ድቀትሪ 8:00

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 1/9/2008 ዓ/ም ድቀትሪ 8:30

10 ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለከቻ ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት::

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490067 /0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::