ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘበን ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ኣብ ቤት ዕዩ ትልምን ፋይናንስ ብመቅረባይነት ዝተመዝገቡ ናይቲ ዘመን ዘሐደሱን መረዳእታ ዘቅርቡ

3 ወረቀት መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ኮይኖም ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለረሽን ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መርሒ ጨረታ ሰነድ ጨረታን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ካብ 8//2017 ዓም ክሳብ 29/2/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ምዉሳድ ይክእሉ

5 ዝቀርብ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ዋና ሐደ ቅዳሕን ነንብይኑ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኮይኑ አብ ልዕሊኡ ናይ መቅረባይ ሙሉእሽም ናይቲ ትካል ኣድራሽ ምልኡ ስምን ስልኪቁፅሪ ናይ ምንታይ ዓይነት ጨረታ ምካኑን ናይቲ ቤት ዕዩ ሽም ክሕብር አለዎ

6ተጫረቲ ዘትሓዝዎ መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሽም ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጉዶም ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ናብ ዝተዳለወ ናይቲ ቤት ዕዩ ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ 29/2/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅ/ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዝክፈት ከይኑ ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

8 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ ተዘይኮይኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሐወሰ ርዱእ ተገይሩ ይዉሰድ

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 45 መዓልቲታት ይከዉን

10 ሰዓራይ ምስተፈለይ ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ፕርፎርማንስ ቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ዉዕሊ መከበሪ ከቅርብ አለዎ

11 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓለቲታት ንብረት ጠቅሊሉ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

12 እቲ ቤት መዘጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ታሕታይ ኣድያቦ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0934824000 / 0914701770