ቁፅሪ ኣጉ/ማ/ግ/ ት /17
ዕለት 07/02/2017 ዓ.ም
ምልክታ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክትጫረቱ ትኸእሉ ምኳንኩም ንዕድም፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
1 | ኮምፒውተርወረቀት 80ግ A4 ISO Certified | 1ይ ደረጃ | ብደሰጣ | 45 | ብሳምፕል | ||||
2 | ፕሪንተር ቀለም ኦርጂናል | 26A | ብቁፅሪ | 3 | ብሳምፕል | ||||
3 | ፕሪንተር ቀለም ኦርጂናል | 05A | 3 | ብሳምፕል | |||||
4 | ፕሪንተር ቀለም ኦርጂናል | 80A | 4 | ብሳምፕል | |||||
5 | ኣቃፊ ብዓል ብረት (kent) ንእሸተይ | 1ይ ደረጃ | 15 | ||||||
6 | ኣቃፊ ብዓል ብረት (kert) ዓብይ | 1ይ ደረጃ | 60 | ||||||
7 | ንእሽተይ ካኪ ፖስታ 50ዝሕዝ | ኦርጂናል | ብፓኬት | 12 | |||||
8 | እስክርቢቶ/Radius ipen ሰምያዊ 50ዝሕዝ | 1ይ ደረጃ | ብፓኬት | 2 | |||||
9 | ማእከላይ ካኪ ፖስታ 50ዝሕዝ | 1ይ ደረጃ | ብፓኬት | 2 | |||||
10 | ፍለሽ ሜሞሪ 32 GB | ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 3 | |||||
11 | እሰፒል ሽዎ | ብፓኬት | 4 | ||||||
12 | ናይ ማህተም ቀለም | ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 2 | |||||
13 | ቃለ ጉባኤ | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 2 | |||||
14 | እሁ: ኮላ 1ይ ደረጃ | ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 5 | |||||
15 | ፕሮቶኮልመዝገብ ማእከላይ | 25*35 | ብቁፅሪ | 2 | |||||
16 | መብሸዒ ዓብይ | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 2 | |||||
17 | ካርቦን ብዓል 8000E | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 3 | |||||
18 | ኣጀንዳ ብዓል ሞልጎም | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 1 | |||||
19 | ካልኩሌተር ካሰዮ DJ-120 | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 5 | |||||
20 | ሰቴፕለር ሸዎ ንእሸተይ | ብጋኬት | 2 | ||||||
21 | ማሰታወሻ ማእከላይ ብዓል ሪንግ ሰኔርላይን | 70-Sheet | ብቁፅሪ | 10 | |||||
22 | ሰቴፕለር ማእከላይ ቁፅሪ 20 ካንጋሮ | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 2 | |||||
23 | ሕብራዊ ወረቀት | 1ይ ደረጃ | ብደሰጣ | 3 | |||||
24 | ኮላ Wood fix | ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 2 |
4 በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኸእሉ ሕጋዊ ተጫረቲ
1. ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም
2. ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ካርድ ዘለኩም ሓዱሽ ናይ መቕረባይ ካርድ ዘለኩም
3. ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ዘለኩም፡ ናይ ወርሓዊ ድክለሬሽን ዝሓለፈ ወርሒ ጥሩ መረዳእታ ክተቅርቡ እትኸእሉ ንሓደ ደኩሜንት ዘይምለስ ብር 30.00/ሰላሳ ብር/ ብምኸፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብምውሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 07/02/2017 ዓ.ም እስካብ 22/02/2017 ዓ.ም ዋንኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳጥን ምእታው ይከኣል፡፡
4. ጨረታ ሳጥን ዝእሸገሉ ዕለት በቲ ናይ መወዳእታ ዕለት 22/02/2017 ዓ.ም ሰዓት 3፡00 ተኣሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት፡፡ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኺቦም ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
5. ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኸፋቱ መኸበሪ ጨረታ ዝኸውን 5000.00/ሓሙሽተ ሽሕ ብር /ብካሸ ወይ ድማ ብCPO ከትሕዙ ኣለዎም፡፡
6. ተጫረቲ ናይ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማ በዓል ዋና እንዘይሃልይዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎን፡፡
7. ሰዓራይ ዝኾነ ተጫራቲ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልትታት ውዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሐዞ ናይ መኸበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸውን፡፡
8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡
9. ብናይ ቤት ፅሕፈትና ሳምፕል መሰረት
ተወሳኺ ሓበሬታ፤ ብስልክ ቁፅሪ 0343140453,0914412211,0914029291/ ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡