ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ

1 ብንግዲ ዘርፊኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝግብቲ ዝኮንኩም

2 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

3 መረዳእታ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ክተቅርቡ እትክእል

4 ናይ ወርሒ ነሐሰ 2016 ዓም ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትእክሉ

5 መከበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 8 እናደማፀእኩም ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 6/2/2017 ዓም ክስብ 20/2/2017 ዓም ይከዉን

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/2/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይከዉን

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344416570 0945825857 0914748486