ቁፅሪዕ/ፋ/ን/ም/ር/5032/17
ዕለት04/02/17ዓም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮብራ መኪናን ናይ ማይ ኣቁሑትን/ሳኒተሪን/ ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡
❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፍ (ከዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ
➢ ንግብረ ከፈልቲ ዝውሃብ መለለዪ ቁፅሪ TIN/ ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፡፡
➢ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዋ
በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 05/02/7ዓ/ም ክሳብ ዕለት o7/02/7ዓ/ም
ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፡፡
➢ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 07/02/17ዓ/ም ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ ስዓት 4፡30 ይኸፈት፡፡
➢ ፕሮፎርማ እንትኸፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተተረኺቡ ይምረፅ፡፡
➢ እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ
❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55