ፕሮፎርማ
ማሕበር ́ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና / ስፔር ፓርት ንብረት) ክትዕድግስለዝደለየት::
ነጋዶ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1. ናይ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት
ክኸዉን አለዎ::
3. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት Ot 02/2017 ዓ/ም - 08/02/2017 ዓ/ም ይኸውን::
4. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 08/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00
ይኸውን::
5. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ እቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ተግራይ የቕርቡ
6. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | Unit | Quantity | Specification | Unit price | Total price |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ኦይል ፊልተር | ቁፅሪ | 01 | 90915-30002 | ||
2 | ፊል ፊልተር | ቁፅሪ | 01 | 23390-64480 | ||
3 | ዘይቲ ሞተር | ጋሎን | 04 | TOTAL | ||
4 | ዘይቲ መሪ | ሊተር | 01 | TOTAL | ||
5 | ዘይቲ ፍሬን | ሲተር | 01 | TOTAL | ||
6 | ሪሊዝ ናይ መብራህቲ | ቁፅሪ | ኦርጅናል |