ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት

1 በቢዘፈሩ ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር

3 ዝተሐደሰ ናይ 2017 ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለተ እዉን ቫት ዲክልሬሽን ክሳብ ሰነ 30 2016 ዓም አታዊ ዝገበርክምሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ 2000 ቅርሺ መሳርሒ ፅሕፈት : 2000 ሕትመት : 1500 ኣቅሑት ፅሬት : 4000 መኪና ጎማና ባትሪን : 4000 መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : 6000 ኣቀሑት ኤሌክትሮነክስን : 1000 ስፖርት ዕጥቂን ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ ናዕዴር ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዘይመለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

7 ተጫራታይ ዝመልኦ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ተዓሽጉ ኣብ ወረዳ ናዕዴር ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ አለዎም

8 ሰነድ ጨረታ 22/2/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

9 ዝሰዓረ ተጫራታይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መፅዓንን መራገፍን ናብ ወረዳ ናዕዴር ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አታዊ ክገብር አለዎ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቢ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0945055458 / 0914259833