ናይ ጨረታ ምልኽታ /ፕሮፎርማ
ወርሒ መስከረም 2017 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣
ተቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ ማንዋል | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | ባነር ምሕታም | ✓ ኦርጅናል ሽራ ✓ ምሉኣ ሕብራዊ ✓ ብኣርባዕትኡ ✓ ጎኒ 2 ሜቁ 15 ሜ | ካሬ | 30 | ||
2 | ቲሸርት | ✓ ሙሉእ ሕብራዊ ✓ ፃዕዳ ሕብሪ ዘለዎ 100 ✓ 125 Small size .50 midium size,50 large XL 25 ✓ ፅሑፍ ምስ ባዕሉ ዝተሓተመ ✓ ፖሊስተር ✓ ሳምፕል ኣምፂኡ ከርኢ ዝኽእል ✓ ሎጎ ናይ ቢሮ ጥዕናን ዪኒሴፍን ዘለዋብቅድሚትን ድሕሪትን ፅሑፍ ዘለዋ | ብቁዕሪ | 250 |
እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 27/01/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 29/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓዕዩ ዕለት 30/1/2017 ሰዓት 300 ይኸፈት::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕለ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት