ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ሞዴል

በዝሒ

ዋጋ ጨረታ ሰነድ

መክበሪ ጨረታ ብCPO ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

ናይ ሐደ ዋጋ

ብር

ሳን

1

Desktop Computer

Dell

01

ብር30.00

ብር3000

Â

Â

2

Laptop Computer

Toshiba Core I5

04

Â

Â

Â

Â

3

Printer

HP Laser jet PM 400 printer

03

Â

Â

Â

Â

1 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኹምን

2 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርትፊኬት ዘለኩም

3 VAT ተመዝገብቲ ዘኮንኩም

4 እቲ ሰነስ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግል

5 አሸናፊ ምሰ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ቤት ዕዩና ዘይምለስ ኣብ ላዕሊ ሰዳቃ ዝተጠቀሰ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ከፊልኩም ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብምምላእ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ናዓደምና እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 26/08/2008 ዓ ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ዝክፈት ምኻኑ እናሐበርና ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ተተረኪቦም ይምረፅ

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

N.B እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክምላእ አለዎ