ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ

  • 1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ናይ 2016 ዓም ወይ እዉን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰን ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  • 2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቲን ናምበር ዘለዎም ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  • 3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  • 4 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእሉን ናይ ወርሒ ሰነ 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለር ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  • 5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይመለስ 100 ቅርሺ ንሕድሕድ ብምክፋል ክወስድ ዝክእል
  • 6 ናይ ጨረታ መከበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ንተራ ቁፅሪ  ቀዳማይ 50000 ሽሕ ንተራ ቁፅሪ ክልተን ሰለሰተን 15000 ቅርሺ  : ንተራ ቁፅሪ ሓሙሽተ  5000  ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ
  • 7 ጨረታ ዝፀንሐሉ ግ ዜ ካብ ዕለት 23/1/2017 ዓም ክሳብ 7/2/2017 ዓም ኮይኑ ዕለት 7/1/ 2017 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓተ 9:00 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  • 8 ተጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ናይ ባዕሎም ሽም ክታም ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ቅዳሕ ነኒበይኑ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ
  • 9 ሰዓራይ ምካኖም ምስተገለፀሎም ነቲ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰሮ ኣብ ዉሸጢ 10 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መገዓዝያ  ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት  መሰት ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ  ከቅርብ አለዎ
  • 10 ኣብ ርክክብ ግዜ ምስቲ ዝወፀ ጨረታ ማዕረ ምካኑ ብባዕል ሞያ ምስተረጋገፀ ንቅበል ምኮና
  • 11 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • 12 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914184780 / 0914204485