ናይ ጨረታ ምልኽታ /ፕሮፎርማ
ወርሒ መስከረም 2017 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣
ተቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ ማንዋል | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | NICo Manual Print page 337 /መሰልጠኒ ማንዋል/ ዝሓዘ፤ | ➢ A4 ሳይዝ ፤80 ግራም ውሽጣዊ ገፅ ፀሊም ን ፃዕዳን፤ ➢ ብክልተ /2+ | ገፅ ዝህተም፤ ➢ ባይዲንግ ፦ ብትራንስፓረንት ፕላስቲክ ሃርድ ከቨርን ብሽራ ፕላስተር ባይንድ ይግበር ፤ ➢ በዝሒ ገፅ 337፤ | ብቁፅሪ | 5 | ||
2 | ንቁሸት ኣመራርሓ ጥዕና መሰልጠኒ ማንዋል በዓል 40 ገፅ ዝሓዘ፤ | ➢ A4 ሳይዝ ፤80 ግራም ውሽጣዊ ገፅ ፀሊም ን ፃዕዳን፤ ➢ከቨር 250 ግራም ሙሉእ ሕብራዊ ➢ብክልተ/2 / ገፅ ዝህተም፤ ➢ፐፕር ኣርት ወረቐት ሕብራዊ ➢ባይዲንግ ብሪንግ ፤ ➢በዝሒ ገፅ 40፤ | ብቁዕሪ | 470 |
➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ። ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::
➢ እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 22/01/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 27/01/ 2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቁፅሪ 42 ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 5 ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::