ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገሰፀ ናይ መኪና መጋየፂ ክዕድግ ስሰዝደሲ እዚ ቅጥዒ ብምምሳል ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደረ ይዕድም፡፡
ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ | ተ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍሰ | መዐቀኒ | በዝ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
35673 | 1 | ናይ ዳሽ ቦርድ ቅብኣት | ቁፅሪ | 8 | ንትዮታ፣ንፔጆት መካይን 4-01333, 4-01982, 4-01983, 4-01260 | ||
2 | ናይ ፀሓይ መከላኸሊ | ቁፅሪ | 2 | ንትዮታን ንፔጆትን መካይን 4-012604-01982 | |||
3 | ሽቶ ተነፋሒ | ቁፅሪ | 4 | ንትዮታን ፔጆትን መካይን 4-01333,4-01982,4-01983,4-01260 | |||
4 | ኤር ፍሬሽነር | ቁፅሪ | 20 | ንትዮታን ጅሊን ፔጆትን መካይን | |||
5 | መሪ ከቨር | ቁፅሪ | 1 | ንትዮታ መኪና 4-01260 | |||
6 | ሪሞት ቑልፊ | ቁፅሪ | 1 | ንትዮታ መኪና 4-01260 | |||
7 | ናይ መኪና ኮንፎርት ምስ መንፀፍ | ቁፅሪ | 1 | ንጅሊ መኪና 4-012017 | |||
8 | ናይ መኪና መንፀፍ | ቁፅሪ | 1 | ንትዮታ መኪና 4-01333 (ቶዮታ ዓልና ) | |||
9 | ኤምፒ 3 (ኤምፒ 3 ምስ ቻርጀር) | ቁፅሪ | 2 | ንትዮታን ፔጆትን መካይን 4-01260, 4-01260 |
ከማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት
- ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ሰርቲፊኬትን ናይ መቅረባይነትን ፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ከተሓሓዝ ኣሰም፡፡
- እቲ ዝቀመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ/ ዘሰምን ዘይብሱን ምዃኑ ብንፁር ክቀመጥላሰዎ
- ስዓራይ ምስዓረ ካብ ዝፈሰጠሱ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግሰገሱት /ሳቅሓሪ ክህብ ኣሰም፡፡
- ዘድሲ መረዳእታ ብፓስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣሰዎ
- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሱ ጊዜ ካብ ዕለት 21/01/2017-23/01/2017 ድ/ዕ ዓ/ም
- ፕሮፎርማ ዝከፈተሱ ሰሰት 24/01/2017 ዓ/ም ቀ/ሰዓት 3፡00 ይኸውን፣፣
- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሱስ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ሕሰሙ እዩ
- ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034204674/0342401921 ብምድዋል ወይከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሲ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቀን ፕሮፎርማ ቀጥዒ ምውሳድ ይከኣል፡፡
ምስ ሰላምታ