ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ

1 መዓደጊ ሰነድ ጨረታ ካብ ካብ ቤት ፅሕፍት ትልምን ፋይናንስን ከይድ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ምምሕዳር ንብረትን ኪዝ ቲም ዕደጋ ቁፅሪ ክፍሊ 10 ሰነድ ጨረታ ካብ 3 ሚያዝያ 2008 ጀሚሩ ምዉሳድ ይካኣል

2 ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ 17 ሚያዝያ 2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

3 መከበሪ ጨረታ ዝምለስ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ከዓ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ዋናን ቅዳሕን ብንፁር ናይ ሐደን ሐፈሻዊ ዋጋን መሊእኩም ክሳበ 17 ሚያዝያ 2008 ዓም ክሳብÂ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ናብቲ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ይግባእÂ

5 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ኣብ ነብሰወከፍ ገፅ ድማ ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ ይግባእ

6 ዝኮነ ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ክፍሊት ብምፍፃም ንብረቱ ከልዕል ይግባእ ኣብቲ ዝተብሃል ዕለት እንተዘይ አልዒሉ ግና እቲ ንብረት ናብ መንግስቲÂ ኣታዊ ይከወን

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0346680319 0346680276 0346680336 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል