ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት

1 ተጫረቲ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን ግብሪን ዝከፈሉን ቲን ናምበር መቅረባይነትን ቫትን ወርሓዊ ድክለለሽን ዝተሐደሰ ኦርጅናል ኣብ ምእሳር ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰሉ ካብ ዝምልከቶ ቤት ፅሕፈት ዝተዉሃቦም ናይ ኦርጅናል ኮፒ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ተሳተፊ መለለለይ መረዳእታ ቲን ቁፅሪ ምዝገባ ካብ ዝምልክቶ ቤት ፅሕፈት ዝተዉሃቦ ናይ ኦርጅናል ኮፒ

4 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረገንዘብ ብር ናይ ኤች ድፒ ትቦን መገጣጠሚን : ናይ ብረት መገጣጠሚን :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑት 7000 /ሸዉዓተ ሽሕ/ ከምኡዉን ናይ ማይ ኬሚካል ኣቁሑተ: ናይ መኪና ዘይትን ቅብዓትን 3000 ሰsለስተ ሽሕ ከትሕዝ ዝክእል

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 05/08/ 2008 ዓም ክሳብ ዕለት 19/08/2008 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ከተማ ዓደግራት ቢሮ ቁፅሪ 7 ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪባ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይከኣ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344452872 0344450106 ወይ ድማ 0344451566 ምሕታት ይከኣል