1 ተጫረቲ ቅድሚ ሕዚ ብተመሳሰሊ ፕላን ናይ ቤተክርስትያን ስራሕ ልምዲ ከቅርብ ዝክእል
2 ተጫረቲ መክብሪ ጨረታ ካብቲ ዋጋ 5% ዉስና ካብ ዘለዎ ባንኪ ስፒኦ የትሕዙ
3 እቲ ጨረታ ብዝተፈላለዩ ካዛብዕ ዝፍትኑ ተጫረቲ እቲ ኮሚቴ ካብ ጨረታ ወፃኢ ገየሩ ዘትሓዝዎ ትሕጃ ናብ ናይቲ ቤተክርስቲያን ከዝና አታዊ ይግበር
4 ተጫረቲ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳጥን ምክፋተ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ዝበለ ድማ ዘትሓዝዎ ትሕጃ ናብ ናይቲ ቤተክርስቲያን ከዝና አታዊ ይግበር
5 ዘቅረብዎ ዶክመንት ሽሞምን ኣድራሸኦምን ሕታሞምን ክስፍሩ አለዎም
6 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉን 15መዓልቲ ይከዉን
7 ናይዚ ሰነድ ዝርከበሉ ዝሸየጠሉ
- ኣብ ኣፅቢ ሃለቃ ካልአዩÂ Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â ስቁ 0914310124
- ኣብ ዉቅሮ ኣይተ ሕሸ ክንደያÂ Â Â Â Â Â Â Â Â Â ስቁ 0914009537
- ኣብ መቀለ ኣይተ ኣባዲ ግርማይÂ Â Â Â Â Â Â Â ስቁ 0914300037 ኮይኑ
ዘይምለስ ብር 200 ብምክፋል እቲ ሰነድ አዩም
8 ካብ በኣልኣቶም ከማልእዎ ዝግባኦም ነገራት
- ሚክሰር
- ቫይብሬተር
- ኮምፓክተር
- ዲናሞ ምስ ናይ ማይ ትቦ
- ንኮንትራክት ዘድልዩ ንብረታት ከምዝለዉዎ ዝክእል
9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/08/2008 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓሺጉ ሽዑ ሰዓት 5:30
10 እቲ ኮሚቴ ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ስለ ዝኮነ ክግደደ አይክእልን
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልክታት ቁፅሪ 0314300037 /091413951 /0914310124 ደዊሎም ይሕተቱ