ዕለት 01/12/2016ዓ/ም
ምልክታ ጨረታ
ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኸባር ሰፊሕ ምድላው እናገበረ ይርከብ:: ካብቶም ምድላዋት ሓደ ነቲ በዓል ዘድሊ ሕትመት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ክታቕርቡ እትኽእሉ ተወዳደርቲ ምዕውዕ ይምልከት::
ተ.ቁ | ዓይነት ሕትመት | በዝሒ | መጠን | ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|
1 | ዓብይ ባነር | 10 | 108 ካሬ (4ሜ*2ሜ) | ብ4ተ ማኣዝን ቀለበት ዘለዎ | |
2 | ማእከላይ ባነር | 20 | 20/4.5 (30%*1.50%) | ብ4ተ ማኣዝን ቀለበት ዘለዎ | |
3 | ንእሽተይ ባነር | 30 | 30 1.5 (1%*1.50%) | ብ4ተ ማኣዝን ቀለበት ዘለዎ | |
4 | ስቲከር A4 | 600 | |||
5 | ስቲከር A3 | 400 | |||
6 | መፅሄት A5 | 500 | ላሚኔት ዋተር ፕርፍ | ከቨር 250 ግራም ላሚኔት ሙሉእ ሕብራዊ፣ ውሽጣዊ ሽፋን 150 ግራም ላሚኔት ሙሉእ ሕብራዊ | |
7 | ቡክሌት B5 | 300 | ላሚኔት ዋተር ፕርፍ | ከቨር 150 ግራም ላሚኔት ሙሉእ ሕብራዊ፣ ውሽጣዊ ሽፋን 100 ግራም ላሚኔት ሙሉእ ሕብራዊ |
መዘኻኸሪ
✓ ዝተሓደሰ ናይ 2016ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ
✓ ምልክታ ጨረታ ተለጢፍሉ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 01/12/2016ዓ/ም ክሳብ 03/12//2016 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ
✓ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 03/12/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡15 ንጉሆ
✓ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ቤት ምክሪ ቻምበር ነጋዶ ከተማ መቐለ
✓ ቤ/ፅ/ትና ዝሓሽ መማረፂ እንትረክብ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ
✓ ንዝበነፀ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0914754442/0914261295/0914724969/0914747125 ምድዋል ይካኣል