ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ

1ናይ ህንፃ መሳርሒ:

2ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን

3 ናይ ፍርጅን ናይ ሻሂ ማሸን አቁሑትን

4አቁሑት ኤለክትሪክ

5አቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት

6 አቁሑት ፈርኒቸር :መለዋወጢ አቁሑት መኪና :ሞተር ሳይክል ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ስለዚ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

1ናይ 2008 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ቫት ወይ ድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምኾምነኩም በቢወርሑ ግብሪ ዝከፈልኩምሉ መረዳእታ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩመሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ቲን ናምብር ዘለኩም

4 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለኩም

5 ተጫረቲ ብኣካል ወይ ድማ ብሕጋዊ ወኪሎም መክበሪ ጨረታ

  • ንናይ ህንፃ መሳርሒ 5000 ቅርሺ
  • ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ
  • ንኮምፒተርን ተዛመድትን 5000 ቅርሺ
  • ንናይ ፈርኒቸር አቁሑት 3000 ቅርሺ
  • ንናይ ፍርጅን ሻሂ ማሸን አቁሑትን 3000 ቅርሺ
  • ንመለዋወጢ መኪናን ዕድጊተ ሞተር ሳይክልን 3000 ቅርሺ
  • ንናይ ኤሌክትሪክ 5000 ቅርሺ

ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ክተትሕዙ ይግባእ

6 አብቲ ዝተዓደለ ሰነድ ንፁር ዋጋ ተመሊኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ዕለት 4/08/2008 ዓ/ም ክሳብ 25/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ምእታዉ ይክእሉ

7 ዝሰዓርዉ ንብረት ብዉዕሊ መሰረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ ከቅርቡ አለዎም

8 ተጫረቲ አብቲ ዝምላእ ሰነድ ጨረታ ንፁር ኣድራሻምን ክታምን ከማልኡ አለዎም

9 ንነብሰወከፎም ሰነድ ጨረታ ንምውሳድ Â ዝክፈል ዋጋ 30 ቅርሺ ብምካፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ዕ/ፋ/ምም/ንብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ

10 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/08/2008 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4:00Â ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 430 Â ባዕሎም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

11 ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ተቀባልነት የብሉን

12 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344431202 ይደዉሉ