ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሽቓቕ ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሬት መሳረሒ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡
ITEM | DESCRIPTION | Specification | UNIT | QTY | ነዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብረሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
01 | ስኮፓ | ቁፅሪ | 50 | ||||
02 | መወልወሊ | ቁፅሪ | 50 | ||||
03 | ቡቱስ ጫማ/ፅምዲ/37(1)38(4) | ቁፅሪ | 5 | ||||
04 | ናይ ስራሕ ክዳን /ዩኒፎርም/ | ቁፅሪ | 10 | ||||
05 | ዲቶል | ሊተር | 40 | ||||
06 | ፈሳሲ ሳሙና 500ml | ሊተር | 50 | ||||
07 | ሃርድ ዱይቲ ግላቭ ዕምዲ/ | ቁፅሪ | 20 | ||||
08 | ቪም ሑሩዕ | ኪሎ | 10 | ||||
09 | ባራኪና 5%በዓል 1 ሊትሮ | ቁፅሪ | 50 | ||||
10 | ፎጣ መወልወሊበዓል 15Cm | ቁፅሪ | 100 | ||||
11 | ኤርፍረሽ | ቁፅሪ | 50 | ||||
12 | ናይ ሰዉነት ሳሙና መሕፀቢ ዱሩ /ላክስ/150ግራም | ቁፅሪ | 50 | ||||
13 | ኦሞ 500 ግራም | ቁፅሪ | 40 | ||||
14 | ባልዲ በዓል 20 ሊትሮ | ቁፅሪ | 10 | ||||
15 | ማጅክ ሶዳ በዓል 1 ሊትሮ | ቁፅሪ | 25 | ||||
16 | ስፕረይ ናይ መስተዎት መወልወሊ በዓል 1 ሊትሮ | ቁፅሪ | 25 | ||||
17 | ዓብዪ ፌስታል ብደርዘን | ቁፅሪ | 5 | ||||
18 | ናይ ሽንቲ ቤት መሕፀቢ ቡሩሽ | ቁፅሪ | 10 | ||||
19 | ናይ ሴራሚክ መድረቒ ፕላስትክ | ቁፅሪ | 10 | ||||
20 | ጀዲድ 25ሜትሮ ጥቕላል | ጥቕላል | 25ሜት |
4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ ሰዓራይ እንተኾይኑ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::
5. እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12-15/11/2016ዓ.ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 16/11/2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 2፡30 ይኸፈት "
6. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ ዕለት 15/11/2016 ዓ.ም ሰዓት 11:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ ::
7. ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 7/ሸዉዓተ/መዓልቲ ይኸዉን::
8. ፕሮፎርማ ሰዓራይ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3 ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::
9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርብ ኣለዎ::
10. እዚ ናይ ፕሮፌርማ ምልክታ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት