ምልክታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ሓምለ 2016 ዓ/ም/
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት /Item Description/ | መፍለዪ ቑፅሪ /Specification/ | መለክዒ /Measu't/ | በዝሒ/Qty/ | ናይ ሓደ ዋጋ /Unit Price/ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | HDMI Cable | 10m | Pcs | 03 | ||
2 | HDMI Splitter | 08 channel | Pcs | 03 | ||
3 | Cable | 5*6mm | metre | 150 | ||
4 | Cable | 3*6mm | metre | 400 | ||
5 | Lamp | 15w,less than 15w is highly recomended | pcs | 80 |
መብርሂ፣ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ዝመልአ መቕረባይ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝኸዉን ምዃኑ ኣቐዲምና ነፍልጥ፡፡ ስልኪ ቑፅሪ፣ ኣብቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ፡፡
እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 08//2016 ዓ/ም - ዕለት 10/11/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ንዕለት 11/11/2016 ሰዓት 3፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ:: 6 ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 1344-40-47-15 ምሕታት