ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ

ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምዃኖም መረዳእታ ዘቕርቡን ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓ/ም ቫት ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ዘቕርቡን Monument

2 ናይ /2008 ዓ/ም ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ዘሐደሱን ምዃኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

3 ናይ ሳዉንድ ሲስተምን ኤር ኮንድሽን ስልጠና ንምሃብ ዝወዳደሩ ድማ ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርቡ እቲ ፍቃድ ንግዲ ምስቲ ዝተሓተቶ ስለጠና ዝዛመድ ክከዉን አለዎ ከምኡዉን ቅድሚ ሐዚ ዝሃብዎ ተመሳሳሊ ስልጠናታት መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4ብኤጀንሲ ልምዓት እቶት ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ካርድ ቲን ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ዘቅርቡን ኣብ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ዘቕርቡን

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 3000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ብሽም ማእኸልና ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ጨረታ ሰነድ ካብ ማእኸል ሃወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 54 ዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር /ጥራሕ ከፊሎም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/08/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ ስራ ሰዓት ዓዲጎም ፋይናንሻል ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን ምስ ቫቱ ሓዊሶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ትካሎም ማሕተም ብምግባር ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንደቅ ኣታዊ ይገብሩ

………………………….

…………………………..

 ጨረታ ዕለት 17/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይዕሸግ

ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 17/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተሃልዩም ይምረፅ

ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ዝተቐመጡ ነጥብታት ግልፂ እንተዘይኮይንሎም መብርሂ ወይ መማሓየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝክእሉ ጨረታ ዝኽፈተሉን እዋን ቅድሚ ምብፅሑ ይኸዉን

ጨረታ ዝሰዓረ ኣብ ጊዜ ውዕሊ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 % ከትሕዝ ዝኽእል

ዘሸነፍዎ ንብረት መቕረበቲ ብናይ ባዕሎም ናይ ትራንስፖት ወፃኢ ናብ ማእክል ሃወልቲ ሰማእታት ኣታዊ ክገገብሩ ዝኽእሉ

ማእኸልና እዚ ጨረታ ዘየዋፅእ እንተኾይኑ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0342400062 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ