ቤት ምክሪ ንግዲ መቀለ

ን2ይ ግዜ ዝወፅአ ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ኽዳን ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም ።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ`ዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ

2. ተጫረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 27/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ

3. ጨረታ ዕለት 27/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኸፈት።

4. እተቕርብዎ ክዳውንቲ /ጫማ መርእያ ክተቅርቡ እትኽእሉ

5. መኽበሪ ጨረታ 5,000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይም ብCPO ከቅርብ ኣለዎ

ተ.ቁዝርዝርመዐቀኒበዝሒስፐሲፊኬሽንነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ጁባቑፅሪ18ፖሊስተር/ ካኪ ፖሊስተር
2ስረቑፅሪ18ፖሊስተር/ካኪ ፖሊስተር
3ሸሚዝቑፅሪ 18ፖሊስተር/ካኪ ፖሊስተር
4ቐምሽቑፅሪ6ፖሊስተር/ካኪ ፖሊስተር
5ውሽጢ ቐምሽቑፅሪ6ቦብለን
6ጫማ ወዲ ተባዕታይፅምዲ18ተረከዝ ዘይብሉ(ቆርበት)
7ጫማ ጓል ኣንስተይቲ ፅምዲ6ተረከዝዘይብሉ(ቆርበት)
8ካቦርትቑፅሪ3ዉሽጢ ዓዲ