ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ንዕድም፡፡


ተ.ቁዓይነት ንብረትስፐስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ኮምፒውተር ወረቀትበዓል 80 ግደስጣ100
2ፕሪንተርቀለም26Aብቑዕሪ10
3ፕሪንተርቀለም59Aብቑፅሪ10
4ፕሪንተር ቀለም80 Aብቑፅሪ10
5ፕሪንተር ቀለምTK 1160ብቑፅሪ10
6ፕሪንተር ቀለምDR3405 Brotherብቑፅሪ1
7.ፕሪንተር ቀለም728 Aብቑፅሪ2
8ስቴፕለር ማእከላይኦርጅናልብቁፅሪ10
9ካልኩሌተር ካስዮኦርጅናልብቑፅሪ05
10ዲቫይደር ጋርደንኦርጅናልብቁፅሪ10
11ፎቶኮፒ ቀለምTK-4105ብቁፅሪ2
12ክላሰር 250 ግራምኦርጅናል መብቁፅሪ300
13ፍለሽ ዲስክ16GBብቁፅሪ10
14ኣቃፊ በዓል ገመድኦርጅናልብቁፅሪ200

ወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት

1. ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፍ ዘለኩም

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ከቅርብ ዝክእል

3. ኣብቲ ሰነድ ናይቲ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ተተሓሒዙ ክቐርብ ኣለዎ፡፡

4. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/10/2016ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ክፈትይኸውን፡፡

5. ሰዓረይ ምኳኑ ምስ ተነፀረ ኣብ ወሽጢ 2' መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ኣታዊ ክገብር ዝክእል።

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ፡፡

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ኣድራሻና ኖርዘርን ስታር ሆቴል ወይ ዓዲ ሓቂ ፖሊስ ጣብያ ሕልፍ ኢልኩም