ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ንዕድም፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፊኬሽን | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ኮምፒውተር ወረቀት | በዓል 80 ግ | ደስጣ | 100 | |||
2 | ፕሪንተርቀለም | 26A | ብቑዕሪ | 10 | |||
3 | ፕሪንተርቀለም | 59A | ብቑፅሪ | 10 | |||
4 | ፕሪንተር ቀለም | 80 A | ብቑፅሪ | 10 | |||
5 | ፕሪንተር ቀለም | TK 1160 | ብቑፅሪ | 10 | |||
6 | ፕሪንተር ቀለም | DR3405 Brother | ብቑፅሪ | 1 | |||
7. | ፕሪንተር ቀለም | 728 A | ብቑፅሪ | 2 | |||
8 | ስቴፕለር ማእከላይ | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 10 | |||
9 | ካልኩሌተር ካስዮ | ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 05 | |||
10 | ዲቫይደር ጋርደን | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 10 | |||
11 | ፎቶኮፒ ቀለም | TK-4105 | ብቁፅሪ | 2 | |||
12 | ክላሰር 250 ግራም | ኦርጅናል መ | ብቁፅሪ | 300 | |||
13 | ፍለሽ ዲስክ | 16GB | ብቁፅሪ | 10 | |||
14 | ኣቃፊ በዓል ገመድ | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 200 |
ወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት
1. ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፍ ዘለኩም
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ከቅርብ ዝክእል
3. ኣብቲ ሰነድ ናይቲ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ተተሓሒዙ ክቐርብ ኣለዎ፡፡
4. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/10/2016ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ክፈትይኸውን፡፡
5. ሰዓረይ ምኳኑ ምስ ተነፀረ ኣብ ወሽጢ 2' መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ኣታዊ ክገብር ዝክእል።
6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ፡፡
7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ኣድራሻና ኖርዘርን ስታር ሆቴል ወይ ዓዲ ሓቂ ፖሊስ ጣብያ ሕልፍ ኢልኩም