ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

ዕለት 19/10/2016 

ቑፅሪተ6-4/ለ6/684

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒን ፅሬትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።


ተ/ዓይነት ንብረትመግለፂበዝሒመለክዒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርመብረሂ
1ፕርንተር ቀለም80Aቑፅሪ02
2ፕርንተር ቀለምTK-1160ቑፅሪ08
3ፕርንተር ቀለምTK-3160ቑፅሪ05
4ፕርንተር ቀለም26 Aቑዕሪ03
5ፕርንተር ቀለም05Aቑዕሪ03
6ፎቶ ኮፒ ቀለምImge runnere2202dnቑፅሪ03
7ሶፍቲ1ይ ደረጃቑፅሪ200
8ሳሙናላይፍ ዓብዪቑፅሪ24

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅሪን ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡

➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/10/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 21/10/2016ዓ/ም ሰዓት8፡20 ተሰብስቡ ሰዓት 8፡30 ይኸፈት::

➢ ዝተዳለዎ ሰነድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መልኡ ከቕርብ ይግባእ::

➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቐሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ፡፡

➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1” ደረጃ ክኸውን አለዎ::

➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።

➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ እዩ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ::

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637/0342400158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።