ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ቑፅሪ፡ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ን/106/2016

ዕለት፡- 19/10/2016 ዓ/ም

ቀጥታ ክራይ መሳርሒ ን2 ግዜ ዝወፀ ምልክታ ንኹልኹም መቕረብቲ ክራይ መሽነሪታት

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ መሳርሕታት ተኻርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ንሕድ ሕድ ዋጋ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ንከቅርብ ንገልፅ

1) ፕሮጀክት ግራዳንደር-ሓረዘ(ከባቢ ቀርሰበር)
s/nዓይነት መሳርሒ መሽን/ርሕቐትን ስራሕንበዝሒ ስራሕመለክዒበዝሒ መኪናናይ ሓደ ዋጋ ምስ ቫቱ ብብርመብርሂ/ remark
02ደዞርምምራት ምሩፅ ሓመድ293ሰዓት016,000

7) ነዚ ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓይነታት መሳርሒ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን እንዳቐረብኩም ሪፖርት ክትገብሩ ንሕብር፤

8) መሳርሒ መቕረብቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን (መቕረባይ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታን ዘቕርብ፤

9) ዝተሓደሰ መንጃ ፍቓድ፣ 3ይ ወገን፣ ሊብረን መረዳእታ ምቕራብ፤

10) እተን ክራይ መሳርሒ ናብ መቐለ ዋና /ቤ/ፅ ኢ/ስ/መ/ት ወይ ናብቲ ዝተጠቐሰ ፕሮጀክት ኣትየን ፅርየተን ምስተረጋገፀ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ነዳዲ ሓወሱ ወሲዱ ስራሕ ንምጅማርን ስራሕ ምስተወደአ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ዝምልስን፤ኣብቲ ፕሮጅክት ኣትዩ ንስራሕ ግን ነዳዲ ናይ ተኻራያይ ይሽፈን፤

11) ቐዲሙ ዝመፀ ተወዳዳራይ ቕድሚያ ብምሃብ ውዕሊ ኣሲሩ ናብ ስራሕ ክዋፈር ይግበር፤ 12) እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤ 

ሓበሬታ ፡--

እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19-21/10/2016 ዓ/ም ይኸዉን