ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም  : መረዳእታ መቅረባይነት ዝሐዘን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎን   : ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ አተሓሒዞም ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ ወርሒ መጋቢት 2016 ዓም ዲክለር ዝገበረን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ካብ 15/10/2016 ዓም ክሳብ 24/10/2016 ዓም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ካብ ከይዲ ስራሕን ዕደጋንምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ትክእሉ

4 ጨረታ መከበሪ ን ፈርኒቸር 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ብር/  ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ዕለት 25/10/2016 ዓም ቅ/ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይንንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረትን ከተማ ፍረወይኒ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0932201817  / 0914036127 / 0922826762