ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 43/2016 ዓ ም
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ዕደ/ፋይ/ንብምም/ር ንታ/ቁፅሪ 4-00299 ንበዓል መዚ ክትትልን ቁፅፅርን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ንታ/ቁ 4-01876 ት/ግ ንታ/ቁ 4-02020 ት/ግ ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ጌጣጌጥ/ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእሉ/ላ
መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ
1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣
3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ TIN ዘለኩም፡፡
4, 2% Withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።
5. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል።
6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና ክተቕርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 17/10 2016 ዓ/ም ክሳብ 19/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ።
7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 19 10 2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።
8. ሰዓርቲ እተቅርብዎ ንብረት ቅቡል ዝግበር ቢሮና ብዝወከሎም ሰብ ሞያታት ተፈትሹ ብዝተጠቐ ስፔስፍኬሽን ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ እዩ፡፡
9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡
11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።
ንዳ/ዳ/ዕደ/ፋይ/ንብምም/ርን/ቁፅሪ 4-00299 Mistubishi L200,K74T ቻንሲ MMBINK74020049627
ተ.ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት /Material/ | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ||||||
1 | Mirrer Assy Room | MR240542 | ብቁፅሪ | 1 | |||
2 | Caliper Kit Brake | MR527977 | ብቁፅሪ | 2 |
ንበዓል መዚ ክትትልን ቁፅፅርን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ንታ/ቁ 4-01876 ት/ግ ንታ/ቁ 4-02020 ት/ግ
ተ.ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት /Material/ | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ||||||
1 | ወልፊት መከላኸሊ ሙቐት | 1 ደረጃ ኦርጂናል | ብሴት | 02 | |||
2 | ሌዘር ዳብል ፌስ ኮምፈርት | 1 ደረጃ ኦርጂናል | ብሴት | 02 | |||
3 | ዳሽ ቦርድ ቅብዓት | 1 ደረጃ ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 04 | |||
4 | ሮያል መርጅ ሽቶ | 1 ደረጃ ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 04 | |||
5 | እስቲከር ምስ መለጠፊኡ | 1 ደረጃ ኦርጂናል | ብሴት | 02 | |||
6 | መሪ ከቨር ሌዘር | 1 ደረጃ ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 02 | |||
7 | ብርጅስተን ጎማ | 205/55R16 | ብቁፅሪ | 05 |