ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ፕሮፎርማ/ 05

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ብምዕዳም ክካረ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኸእሉ/ላ::

መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ /TI/ ዘለኩም::

4. ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሸም፡ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም

ማህተምን ፣ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፓስታ ካብ ዕለት 014/09/2016ዓ/ም ክሳብ 18/09/2016 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4.00 ክትቕርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ::

5. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 08/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4.30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይከፈት ::

6. ብእቲ ዝቐርብ ዕራቑ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን ::

7. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን ::

9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቸይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን ::

10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ሰራሕ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ::

11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ሰራሕ ብስፈሰፊኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተሰማሚዔ ኣለኩ ::

12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ኸውን::

13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

14. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚን መፅዓኒ መራገፊ ወሲዶም ፎቶኮፒ ኣራቢሖም ናብ ቤት ፅሕፈትና ብውዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ፡፡

15. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::

16. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትግበር::

17. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፀእካ ምውሳድ ይከኣል::

18. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ ጭ – 03 44-41 65 70  /0945825857/0914748486-ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ

ዓይነት ንብረትዝርዝሮ መግልፂመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1እስክርቢቶ ሰመያዊ --- 50 ዝሓዘኣርጅናል 1 ደረጃ ብሳምፕልፓኬት1000
02ወረቀት 80 ግራም ባዓል 500 ሽትIso sertifed 210x297mmብደስጣ250
03ፍለሽ32G (ኤርጅናል) ሳምፐልቑፅሪ30
04ዓብይ ፕላስተርኦርጅናልቑፅሪ5
05ፕሮቶኮል መዝገብ (ዓብዪ)ብዓል 200 ቆፅሊቑፅሪ2
06ፕሪንተር ቀለም80A ኦርጅናልቑፅሪ10
ድምር