ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ፕሮፎርማ/ 05
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ብምዕዳም ክካረ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኸእሉ/ላ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::
3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ /TI/ ዘለኩም::
4. ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሸም፡ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም
ማህተምን ፣ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፓስታ ካብ ዕለት 014/09/2016ዓ/ም ክሳብ 18/09/2016 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4.00 ክትቕርቡ ክትወዳደሩ ትክእሉ::
5. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 08/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4.30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይከፈት ::
6. ብእቲ ዝቐርብ ዕራቑ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን ::
7. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን ::
9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቸይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን ::
10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ሰራሕ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ::
11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ሰራሕ ብስፈሰፊኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተሰማሚዔ ኣለኩ ::
12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ኸውን::
13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
14. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚን መፅዓኒ መራገፊ ወሲዶም ፎቶኮፒ ኣራቢሖም ናብ ቤት ፅሕፈትና ብውዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ፡፡
15. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::
16. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትግበር::
17. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፀእካ ምውሳድ ይከኣል::
18. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ ጭ – 03 44-41 65 70 /0945825857/0914748486-ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ
ተ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝሮ መግልፂ | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | እስክርቢቶ ሰመያዊ --- 50 ዝሓዘ | ኣርጅናል 1 ደረጃ ብሳምፕል | ፓኬት | 1000 | ||||
02 | ወረቀት 80 ግራም ባዓል 500 ሽት | Iso sertifed 210x297mm | ብደስጣ | 250 | ||||
03 | ፍለሽ | 32G (ኤርጅናል) ሳምፐል | ቑፅሪ | 30 | ||||
04 | ዓብይ ፕላስተር | ኦርጅናል | ቑፅሪ | 5 | ||||
05 | ፕሮቶኮል መዝገብ (ዓብዪ) | ብዓል 200 ቆፅሊ | ቑፅሪ | 2 | ||||
06 | ፕሪንተር ቀለም | 80A ኦርጅናል | ቑፅሪ | 10 | ||||
ድምር |