ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ቑፅሪ_ዕክንም 492 _ 2-3/1/01

ዕለት_13/10/2016ዓ/ም

ቑ ፕሮ 78


ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕሕፈት ጊ/ምምሕዳር ክልል ትግራይን ንቤት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ - ከስርሕ ይደሊ

1. ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት ናይ ዘመኑ ፡ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ( ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬት መቕረባይነትን - ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ : ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ንዕለት 17/10/2016 ዓ/ም 11:30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምዕራብ ይግባእ' ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 18/ 10/2016 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝቖፈት ምዃኑ ንገልፅ'

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ ነቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን _ ዘማለአ ክኮን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፓርት ከቅርብ ዝክእል

4. ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ - ይግባእ - ሳዓራይ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 7ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምልኢ ዋጋ ን ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ምውሳድ ይከኣል

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝድለ ሓበሬታ

ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል

መምልኢ ዋጋ

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋmodel
ብርሳንብርሳን
1Bolt hup90942-02072Pcs02HZBSOL
1Clenar break master47201-36430set01HZBSOL
3ካላመዳበርያ7.50.16Pos01

NB እቲ ኣቕሓ ብህፁፅ ስለንደልዮ ኣብ ኢድኩም ዘየለ ከይትወዳደሩ