ምልኸታ ፕሮፎርማ/ ናይ ወርሒ ሰነ 2016 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Specification/ | መለክዒ Unit | በዝሒ/Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
01 | መሰልጠኒ ማንዋል መፅሔት | ❖ ላዕለዋይ ሽፋን /Cover/---....250 ግራም ❖ ውሽጢ ገፅ 45 ገፅ- -80 ግራም ❖ ሕትመት------ሕብራዊ ❖ ዲዛይን ተዳልዩ ❖ ባይንዲንግ -----ኮርቻ ስፌት | ጥራዝ | 600 |
ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት
1. ናይ 2016 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 13/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 18/10/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::