ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ቑፅሪ /ቁጥር/ Ref No : ዕድ/ፋይ/815/16

ዕለት/ቀን/Date :13/10/2016ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ

ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 13/10/2016ዓ/ም ክሳብ 17/10/2016ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ- ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም፡

✓ ናይ ዘመኑ ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኸእሉን፤ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን፤

✓ ቲን ቁፅሪ (TIN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤

✓ ብመቕረባይነት ዝተመዘብኩም፤

✓ ዘቕርቦም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፤

✓ ንዝዳሎ/ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ ይኸውን፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቑፀር፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ

✓ ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/10/2016ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4:00

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 17/10/2016ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4:30

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኸእሉ ምዃኖም፤

✓ ኣድራሻ: _ ጎዳና ሰማእታት ኮምፕሌክስ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 261፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17/03 42 40 99 25 ምሕታት ይኸኣሉ።