ፋብሪካ ልስሉስ መስተ ሞሃ

1 ተጫረቲ በቲ ዘፈር ዝተወፈርኩም ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈለኩም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ንጨረታ መከበሪ ካብ ሓፈሻዊ ዋጋ 2 ሚእታዊ መከበሪ ጨረታ ዉሕስና ወይ እዉን ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

2 ንዘቅርብዎ ዋጋ ተዋሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ምካኑን ዘይምካኑን ድማ ከቅምጡ አለዎም እንተዘይኮይኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከም ዝሐወሰ ተገይሩ ይዉሰድ

3 ሐበሬታ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ብኣካል ብምምፃእ ካብ ፋይናንስን መምርሒ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ከፊሎም ክወስዱ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ዋጋ ብሽምዒ ዝተዓሸገ አነቨሎፕ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 14/10/2016 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጎኒ ንጎኒ ቀፅሪ አሪድ ዋይ ኣሪድ ካምፓስ ዝርከብ ፋበረካ ሉስሉስ መሰተ ሞሃ ብምምፃእ ሕጋዊ ማሕተም ዝዓረፎ ሰነዶም ብምዕሻግ ናብቲ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

5 ሳንዱቅ ጨረታ 14/ሰነ/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አሰብ ፋብሪካና ኮይኑ ዝርከብ ኣዳራሽ ይክፈት

6 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓለቲታት ዉዕሊ ናይ ምእሳር ጉብእ አለዎ

7 ኣብ ሰዓቱ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሓዞ ስፒኦ ብዘይ ዝኮነ ይኩን ምክኒያት ንፋብሪካና ኣታዊ ይከዉን

8 ዝኮነ ይኩን ተጫራታይ ጨረታ ምክፋቱ ሰነድ ጨረታ ምስራዝ ኣይፍቀድን ስርዝ ድልዝ ዝበዝሖ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

9 እቲ ፋብሪካ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342415214 / 0342415070