ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ-09

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ንኮፕራ ሞዴል 105 ታርጋ ቁፅሪ ትግ 4-01003 መኪና ዝውዕል ብርጅስቶን ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድ ።

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርብር
1ብርጅስቶን ጎማ ምስ ካላመደሪያM755ቁፅሪ05
2ባትሪ 60 ቮልት አፔር/A/ቦልደን ናይቁፅሪ01

መተሓሳሰቢ

●  ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

● ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

● ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

● ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ

●  ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/10/16 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ክሳብ ዕለት 17/10/2016 ዓ/ም

● ዕለት17/10/2016 ዓ/ም 03፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት ሰዓት

●  ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ሒዙ ክቀርብ ኣለዎ

● አብ ሕድሕድ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ስርዝ ድልዝ ተሃሊዎ ተቀባልነት የብሉን 

● ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ'ዩ። 

● ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።

• ሽምን ፊርማን መቅረባይ-----