ቤት ምክሪ ንግዲ መቀለ

ምልክታ ፕሮፎርማ ግዝኢት

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ቅብሊት ደረሰኝ ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ከሐትም ይደሊ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ'ዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ

2. ተጫረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 14/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ፣

3. እቲ ጨረታ ዕለት 14/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ንጉሆ ይኽፈት፣

4. እተቕርብዎ ቅብሊት ደረሰኝ መርአያ ክተቕርቡ እትኽእሉ፣

5. ሰዓራይ ድሕሪ ጨረታ ምስዓሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ሓቲሙ ከረክብ ዝኽእል፣

ተ.ቁዝርዝርመዐቀኒበዝሒስፐሲፊኬሽንነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ቅብሊት ደረሰኝፓድ200ናይ ኣባልነት ከፍሊት መቐበሊ
2ቅብሊት ደረሰኝፓድ200ዝተፈላለዩ ኣታዊታት ቅብሊት