ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

ንሳልሳይ ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 39/2016 ዓ/ም

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንኤጅንሲ ጥሙር ዕደጋ ምዉጋድ ንብረትን ንዳሬክቶሬት ዕደ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና ኣቑሑት ብዕለት 26/09/2016 ዓ/ምን 18/09/2016 ብናይ ዕደጋ መሕተቲ ፎርሚ ብዝሓተቱና መሰረት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡

መምርሒ ተወዳደርቲ/ተጫረቲ/

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፤

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ /TIN ዘለኩም፡፡

4. 2% Withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።

ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል።

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና ክተቕርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም

ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 11/10/2016 ዓ/ም ክሳብ 13/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 13/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍቲ ቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8. ሰዓርቲ እተቅርብዎ ንብረት ቅቡል ዝግበር ቢሮና ብዝወከሎም ሰብ ሞያታት ተፈትሹ ብዝተጠየቐ ስፔስፍኬሽን ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ እዩ።

9. መቅረባይ ትካል ከይፈፀሞ ካብ ዝተረፈ ናይቲ ውዕሊ በብመዓልቱ 0.1% ወይም 3 ቅፅዓት ተፈፃሚ ኮይኑ

ጠቂሊልኩም ኣታዊ ተዘይገይሩኩም ብሕጊ ንሓተኩም ምካና

10. ኣብ ስቶር ኣቑሑት ዘይብሉ ተወዳዲሩ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ኣብ ስራሕና ንዝበፅሕ ምትእጉጓል ተጠያቂ ምዃኑ፣

11. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።

12. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

13. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡

14. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291/0344415152 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።

15. Websites www.tbpf.gov.et

05

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርብር
01ንፋስ መከላኸሊ ከፈፍ1 ደረጃ ኦርጂናልset02
2ዳሽ ቦርድ ቅብኣት1 ደረጃ ኦርጂናልpcs02
3ናይ መኪና ተቐማጢ ሽቶሬንጀር 1 ደረጃ ኦርጂናልpcs02
4Wiper Wind shildቢሸፍቱ ባስ Yattong አርጀናልpcs02
ክራክ15 ቶን ምልዓል ዓቐሚ ዘለዋpcs01
6ስኮፓ መዕረጊኦርጂናልpcs01

ነዚ ቅጥዒ ዝመለኣ ነጋዳይ

ሽም፡-

ፌርማ

ዕለት፡-

ስልኪ ቑፅሪ