ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ

ዕለት 11/10/2016 ዓ/ም 

ቑፅሪኤ/ስ/ወ/ኩ/2469/ዕ/ፋ/ን/ም/16 ቑ-ፕሮፎ 010/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሎትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-

ተ.ቁዝርዝር ንብረት/መግለፂ Describitionመለክዒ Measurmበዝሒ Quantityናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1ላፕቶፕ ኮምፒተርብቁፅሪ2ብስፐሲፌከሽን መሰረት

መምርሒ፦

➢ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፌ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከሩላይ መስቦ ቁፅሪ (ዝ) ዘስዎም ናይ መቅረባæነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝኽእሉ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕስ:1/10/2016 ዓ/ም - ዕስት 14/10/2016 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኾይኑ ካብ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፌይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 4፤ ደብሪ ቢሮ ቁጽሪ 16 ሰነድ ምሳድ ይኽእሱ።

➢ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀወሱ ዕስት 14/10/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 04:00 ናይ ንጉሆ ኾይኑ ፐከፈተሱ ድማ ብተመሳሳሊ ዕስት ከዕ ሰዓት 04:30 ደኸሙን""

➢ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን።

➢ ሰዓራይ እቲ ንብረትን/ኣቅሓ/ ኣብ ዉሽጢ ዝሓፀረ መዓልቲ ቅሲሱ ነቲ ሌጀንሲ/ንተቓማይ ቦረክብ።

➢ ሰዓራይ ትካል ክፍሊት ዝፍፀምስ በቲ ዝኣሰሮ/ዝኣተዎ/ ዉዕሲ ገልጋሎት መሰረት እቲ ንብረት ናብቲ

ዝተዳስወሱ ቦታ ጠቕሊሱ ምስኣእተወን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀን ይኸዉን።

➢ እዚ ፕሮፎርማ አዝይ ከም ዚዕሊ ኾይኑ የገልገልን የገድድን እዩ።

➢ ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ሕስዉ'ዩ።

ሓበሬታ

➢ ኣድራሻና ክፍስ ከተማ ሓወልቲ ወይዘር ህንፃ 4o ደብሪ ኮይኑ ፊት ንፊት ዋና ቤት ፅሕፈት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት አዩ ፡

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስስኪ ቁፅሪ 03-42-40-32-54 ደዊልካ ወይም ድማ ብኣካል ብምቅራብ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።

➢ ዝርዝር አቲ ንብረት ምስ ቬተተሓሐዘ 1ገፅ ዝርዝር ሰንጠረዥ ይመልከቱ


ፕሮፎርማ ዝመልአ በዓል ዋና


ሽም____________ ፌርማ___________ማሕተም________