ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ

ቁፅሪ/RefN EPCCA 1729/2016 ዓ/ም

ዕለት/Date _05/ 10 /2016 ዓ/ም

ፕሮፎርማ ምልክታ 2016

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ተ.ቁዓይነት ንብረትስፐስፊኬሽንመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋድምር ዋጋ
1ፕሪንተር ቐለም80A ኦርጂናል ምላእ ዘይኾነቑፅሪ05
2ፕሪንተር ቐለም05A ኦርጂናል ምላእ ዘይኾነቑፅሪ05
3ሰማያዊ እስክርቢቶኦርጂናልፓኬት50
4UHU1ይ ደረጃፓንት05
05ስቲከር ማእኸላይ 5 ኦርጂናልMs 610ፓኬት05
6ካኪ ፖስታ ማእኸላይA4 Size01
7ኮምፒዩተር ወረቐት80ግ 1 ደረጃደስጣ100
ጠቕላላ ድምር

መምርሒ

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘሓደሱ

2. ቲን ነምበር ዘለዎም

3. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 05/10/16 ዓ/ም

4. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት

5. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 10/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.30 ቕድሚ ሰዓት

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል

7. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን

8. ሰዓራይ ኣብ ቢሮ ኣምፂዑ ከቕርብ ኣለዎ

9. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ናብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለጠብ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል ::