ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ/

ወርሒ ሰነ 2016 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ዝርግር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ራዲያተር Radiater/ቻልሲ ናምበር JN1UBHW41 Z0022260ብቁፅሪ01
2ጋስኬት ጭስ መውፅኢቻሲ ናምበር - JNTUBHW41 Z0022260ብቁፅሪ02

➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ : ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::

➢ እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 05/10/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 07/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ተኣፅዩ ዕለት 07/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ቁፅሪ - 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3* ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት