ሆስፒታል መቐለ

በቑፅሪ 3286/ዐፕ-16-1/16

ዕለት 05/10/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

መቐለ ሆስፒታል ደንቢ ክዳን ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፡-

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበርን ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኸእሉ፣

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/10/2016 ክሳብ 07/10/2016 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 3፡30 ይኸፈት

3. ተጫረቲ ደንቢ ክዳን ሰዓርቲ ምዃኖም ብደብዳበ ካብ ዝፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሓፂር እዋን ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርትን ኣታዊ ክገብሩ ዝኸእሉ/ላ

4. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፣

5. ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

6. ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብምሉእ ናይ ምስራዝ

7. መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ ናይዚ ዝርዝር ካብዚ ስዒቡ ተቐሚጡ ኣሎ