ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ

ፕሮፎርማ ምልክታ ናይ ስነ-ፅባቐ

ተ.ቁናይ ኣቑሑት ዝርዝርመፍለዪ ቑፅሪመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋማርሂ
01

ሻምም ናይ ፀጉራ

በዓል 5 ሊትርቁፅሪ10
02ዘኒት ቅብኣት ዓብዩ
48 ዝሕዘቁፅሪ01
03ኮንድሽነር
700mlቁፅሪ10
04  ቀለም ናይ ፀጉራ
ሜሽ ኦሪጅናል pixxelቁፅሪ25
05 ስክራብ

ዕረ ዕርዲ ማዓር ማእከላይ 150mlቁፅሪ25
06 ሰፕረይ ናይ ፀጉሪ
ኦሊቭ ኦይልቁፅሪ25
07ኦሞ
ባዓለ 1 ኪሎ ግራምቁፅሪ15

ብፕሮፌርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ:: ኣብዚ ፕሮፌርማ ዝግበር ጨረታ ከማስኡዝግበኦም ረቃሕታት:

❖ በቲ ዘርፌ ሕጋዊ ናይ 2016ን ዓ/ም ዝተሃደሰ ንገዲ ፈቃድ ዘለዎ።

❖ አዚ ፕሮፎርማ ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልገል::

❖ ናይ ግብሪ ከፋሳይነት መሰስ ቁፅሪ ዘለዎ።

❖ ናይ 2016 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ።

❖ ተጫራቲ ዝስዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዓዚ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮስጅና ከቕርብ ዝኽእል።

❖ ተጫረቲ መወዳዳሪኹም ካብ 04/10/2016ዓ/ም ክሳብ 07/10/2016 ዓ/ም ሰነድ ብምውሳድ ብፖስታ ዓሺገኩም ክትወዳደሩ ትኽአሱ ኢኹም፡፡

❖ ፕሮፎርማ ዝዕፀወስ ዕለት 07/10/2016 ሰዓት 3:30 ቅ/ስ

❖ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሱ ሰሰት 07/10/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰ ይኸውን ፤፤

❖ ትካስ ዝሖሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሱአ ኾነ ብኸፊል አቲ ጨረታ ምስራዝ መሰስ ዝተሓለወ አዩ።

❖ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቓ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ ቑፅሪ 0344419498 ምሕታት ይካኣልዩ